ኣባል ማሕበር ደበስ ኤርትራውያን ኣብ ሲያትል ዝኾነት ሓፍትና ወይዘሮ ትዕበ ገብረማርያም ገብረኪዳን በዓልቲ ቤቱ ንሓውና ኣቶ ነጋሲ ዓንዱ ደበሳይ ብሕማም ምኽንያት ብሰሉስ 08/06/24 ዓሪፋ ከም ዘላ ንኹሉኹም ኣባላት ማሕበር ደበስ ንሕብረኩም ኣሎና።
ካብ ሎሚ ሰሉስ 08/06/24 ጀሚሩ ኣብ ኣደራሽ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያንናይ ምጽንናዕ ጉዳይ ይካየድ ኣሎ። ንመዋቲት ሓፍትና መንግስተ ሰማያት የዋርሳ። ንምሉኣት ቤተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃብ።
ኣካያዲት ሽማግለ ማሕበር ደበስ ኤርትራውያን ሲያትልን ከባቢኣን።
ሰሉስ 08/06/24
