ክታበት ኮቪድ-19 ናጻን ከምኡድማ ንኹሉ 5 ዓመትን ካብኡ ንላዕልን ዘሎ ሰብ ብዘየገድስ ናይ ኢሚግረሽን ኩነታትቱ ድሉው ዝኾነን ኣዩ።
ነቲ ዘድልየኩም ሓበሬታ ክንህበኩም ንደሊ። ንሕና ሓድሽ እንተሎ ክንሕብረኩም ኢና ስለዚ ከኣ ንጥዕናኹም ኣብ ሓበሬታ ተሞርኪስኩም ምርጫኹም ክትገብሩ ኢኹም።
- ብኽብረትኩም ርኣዩ ኣብ ወረቐት ሓበሬታና ምርካብ ክታበት ንኮቪድ-19 (PDF) (ኢንግሊሽ)።
- ዝያዳ ንምፍላጥ ድማ ናብ ናይ ክታበት ናይ ጭብጥታት ገጽ (ኢንግሊሽ) ብጽሑ
- ተመልከቱ ንገጽ Vaccinating Youth (ዝኽተቡ መንእሰያት) ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክታበታት ኮቭድ-19 ንቆልዑ
Tigrinya :: Washington State Department of Health