Month: August 2024

መርድእ

ኣባል ማሕበር ደበስ ኤርትራውያን ኣብ ሲያትል ዝኾነት ሓፍትና ወይዘሮ ትዕበ ገብረማርያም ገብረኪዳን በዓልቲ ቤቱ ንሓውና ኣቶ ነጋሲ ዓንዱ ደበሳይ ብሕማም ምኽንያት ብሰሉስ 08/06/24 ዓሪፋ ከም ዘላ ንኹሉኹም ኣባላት ማሕበር ደበስ