Month: September 2024

ሓበሬታ ብዛዕባ ስልጠና ባንክን ፋይናንሳዊ ምሕደሩኡን ! Financial Literacy Training update

ሓበሬታ ብዛዕባ ስልጠና ባንክን ፋይናንሳዊ ምሕደሩኡን !ዝኽበርኩም ተሳተፍቲ ስልጠና እቲ ንጽባሕ ሶኒ ክጅመር ዝመደብናዮ ስልጠና ንዝመጽእ ሶኒይ ክጅመር ከምዝተሰጋገረ ምስናይ ይቅረታ ንሕብር ::ቀንዲ ምኽንያት ምስግጋር ድማ እቲ ንተሳተፍቲ ዝኸውን መጽሓፍቲ