ፕሮፌሰር ኣስመረት፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ካሊፎርንያ፡ መምህር ስነሓመድ (ሶይል ባዮጂኦኬሚስትሪ) ኮይና፡ ዝተፈላለየ ሓላፍነታት ዝተዋህባ ፍልጥቲ ጓል-ኣንስተይቲ ተመራማሪት እያ።

“ኣብ ክፍሊ ጸዓት ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ሳይንስ ኮይነ ብፕረዚደንት ባይደን ምምዛዘይን፡ ሕጂ ድማ ብሰነት ኣመሪካ ምጽዳቑን ንዓይ ዓቢ ክብሪ’ዩ” ክትብል ኣብ ትዊተር ዝተሰምዓ ሓጎስ ገሊጻ’ላ።

https://www.bbc.com/tigrinya/news-61416626
admin

By admin