Category: Training

ክታበት ኮቪድ-19

ክታበት ኮቪድ-19 ናጻን ከምኡድማ ንኹሉ 5 ዓመትን ካብኡ ንላዕልን ዘሎ ሰብ ብዘየገድስ ናይ ኢሚግረሽን ኩነታትቱ ድሉው ዝኾነን ኣዩ። ነቲ ዘድልየኩም ሓበሬታ ክንህበኩም ንደሊ። ንሕና ሓድሽ እንተሎ ክንሕብረኩም ኢና ስለዚ ከኣ