Category: Uncategorized

Tigrigna storytelling

ፕሮግራም ስድራ-ቤት፡ ኣብ ኩሉ ዕድመ ዝርከቡ ዝመጹ ምስ እኹል ሰብ ንቕበል።  ኣስተማቕርዎም ነቶም ዛንታታት፡ ሙዚቃ፡ ምንቅስቓሳት ከምኡ`ውን ዜማታት ዘማዕብሉ ንናይ ቆልዓኹም መባእታውያን ክእለታት ትምህርቲ ንባብን ጽሕፈትን። ዝጥለብ ምዝገባ። እቲ ናይ…

In Loving Memory of Asmerom Habtemariam

https://gofund.me/e9d72ef0 ሰላም ንኩሉኻትኩም ሎሚ ናብ ሆስፒታል ሃርበርቪው ከይደ ንኣስመሮም በጺሔዮ። ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ናይ መወዳእታ ሕይወቱ ሕክምናዊ ክንክን ይግበረሉ ኣሎ። ምስ መንፈሳውን ሕክምናውን ጕጅለኡ ብምምይያጥ ካህናት መጺኦም ንሕሙማት ዝገበር

ላዕለዋይ ባይቶ ኣመሪካ ንመዝነት ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ፕሮፌሰር ኣስመረት በርሀ ኣጽዲቑ

ፕሮፌሰር ኣስመረት፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ካሊፎርንያ፡ መምህር ስነሓመድ (ሶይል ባዮጂኦኬሚስትሪ) ኮይና፡ ዝተፈላለየ ሓላፍነታት ዝተዋህባ ፍልጥቲ ጓል-ኣንስተይቲ ተመራማሪት እያ። “ኣብ ክፍሊ ጸዓት ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ሳይንስ ኮይነ ብፕረዚደንት ባይደን ምምዛዘይን፡ ሕጂ ድማ