Category: Uncategorized

ሓጺር ጸብጻብ ጉባኤ ማሕበር ምትሕግጋስ ደበስ ኤርትራውያን ሲያትልን ከባቢአን / Eritrean Debes Organization of Seattle 2024 Convention Brief Report

ሳልሳይ ጉባኤ ናይ ማሕበር ደበስ ኤርትርውያን ኣብ ዋሺንግቶን ስተይት፡ ቀዳም ዕለት 02/17/24 : በቲ ዝተመደበ መደብ-ዕዮ መሰረት : ካብ 2፥00 ክሳብ 6፥30 ድቀ ብተሳትፎ ናይ ብዙሓት ኣባላት ተኻይዱ። እዚ ኣብ